COVID regulations are changing, find out more here. Physical distancing and face coverings are still required at health care settings across Scotland.
Please note that appointment only clinics are still in place.
ንሕና፡ ስልጡን ኣገልጉሎት ጾታዊ ጥዕና፡ ንከባቢ ዓባይ ግላስጎውን ክላይደን ዚነብር ሰብ ንህብ ትካል ኢና። ንሕና ክፋል ናይ ስኮትላንድ ኣገልጉሎት ጥዕና ኢና። ኩሉ ኣገልጉሎትናን መድሃኒታትን ብናጻ አዩ። ኩሉ’ውን ብሚስጢራዊ ኣገባብ አዩ ዝተሓዝ።
ሙቕሉላት ሰራሕተዣታትና/ኣባላትና፣ ኹፉት ኣአምሮ ኣለዎም፡ ኣይክፈርዱኹምን አዮም።
ኣብ ሳንዲይፎርድ ኪንሕግዘኩም ንኽአል ኢና፡ እንድሕር፡
ኣገልጉሎት ንህቦ ኣብ ሳንዲይፎርድ
ከምይ ገርካ/ኪ ኣገልጉሎትና ትረክብ
ብተለፎን (0141 211 8610) ብቀጥታ ንኣባላትና ክትረኽብዎምን ኣገልጉሎትና ክትጥቅሙ ትኽአሉ ኢኹም። መብዛሕትኡ ግዜ ንነርሳትና ክትረኽብወን ኢኹም፡ ንዓኹም ዝጠዓመ ቖጸራ ድማ ክንሕዘልኩም ኢና። ነዚ ክሕጉዝኹም፡ ብተሌፎን ተርጎምቲ ከነዳሉ ንኸአል ኢና።
ብኽብረትኩም ክንሕብረኩም ንደሊ፡ ኣብዚ አዋን አዚ፡ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ፡ ቆጸራ ዚሓዘ ሰብ ጥራይ አዩ ናብ ሳንድይፎርድ ክመጽአ ዝኽአል።
ካብዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ክሊኒክ ክትመርጹ ትኽአሉ ኢኹም
Sandyford Central 2-6 Sandyford Place Glasgow
G3 7NB
Sandyford Paisley
1st Floor New Sneddon Street Clinic, 8 New Sneddon Street, Glasgow
PA3 2AD
Sandyford Parkhead
መአተዊ ጎኒ አቲ ህንጻ ኣብ ኒስበት ጎደና ዘሎ አዩ
Parkhead Health Centre 101 Salamanca Street Glasgow
G31 5BA