This site uses cookies to store information on your computer. I'm fine with this Cookie information

Phoneline delays - 22nd September 2025

Due to staff shortages, phone wait times may be longer today. We apologise for any inconvenience.

Where possible we are asking that you book the following appointments online:

  • PrEP
  • Implants
  • Coils
  • STI testing (no symptoms)

If no appointments are available, we’re fully booked. Please don’t call - we can’t offer extra appointments. New ones are released weekly.

Continue to call us if you are:

  • Running late
  • Want to cancel an appointment you didn't book online
  • Showing symptoms of an STI
  • Think you have been exposed to HIV
  • Seeking support for unintended pregnancy
  • Unable to access online booking

For general enquiries, our website or NHS Inform should be able to help.

አንታይ አዩ ሳንዲይፎርድ?

What is Sandyford? - Tigrinya

ንሕና፡ ስልጡን ኣገልጉሎት ጾታዊ ጥዕና፡ ንከባቢ ዓባይ ግላስጎውን ክላይደን ዚነብር ሰብ ንህብ ትካል ኢና። ንሕና ክፋል ናይ ስኮትላንድ ኣገልጉሎት ጥዕና ኢና። ኩሉ ኣገልጉሎትናን መድሃኒታትን ብናጻ አዩ። ኩሉ’ውን ብሚስጢራዊ ኣገባብ አዩ ዝተሓዝ።

ሙቕሉላት ሰራሕተዣታትና/ኣባላትና፣ ኹፉት ኣአምሮ ኣለዎም፡ ኣይክፈርዱኹምን አዮም።

ኣብ ሳንዲይፎርድ ኪንሕግዘኩም ንኽአል ኢና፡ እንድሕር፡

  • ቓንዛ ኣለኩም፡ ጅግል ዝክዖ ካብ ኣካላት ወይ ድማ ናይ ቆርበት ጸገም ኣብ ግዳማዊ ኣካላት መፍረ ዝርከብ
  • ዋላ እካ ዝኾነ ምልክታት ኣይሃልወካ/ኪ ግን ተሻቕሎ አንተሎካ/ኪ ንጾታዊ ሕማም ተቓሊዕካ/ኪ አንተኮይንካ/ኪ
  • መከላከሊ ጥንሲ አንተደሊካ/ኪ ወይ ድማ ምኽሪ ንጥንሲ ወይ ምንጻል ጥንሲ ዝምልከት
  • አንተ ተዓሚጽካ/ኪ ወይ ድማ ጾታዊ መጥቓዕቲ፡ ጾታዊ ዓመጽ/ ምምዝማዝ ወይ ካልአ ጭኮና ንጾታዊ ጥዕና ዝጎድእ

ኣገልጉሎት ንህቦ ኣብ ሳንዲይፎርድ

  • መርመራ ናይ ጾታዊ ረኽሲ ከም ክላሚዳኣን ጎነሪያን
  • መርመራ ናይ ኣብ ደም ዝርከቡ ጾታዊ ረኽሲታት ከም አች-ኣይቪ፣ ሀፐታይትስን ስይፍልስን
  • መከላኸሊ ጢንሲ፣ ከም ኮንዶም
  • ምንጻል ጥንሲ ምክንኻን
  • ምኽሪን ዘተን

ከምይ ገርካ/ኪ ኣገልጉሎትና ትረክብ

ብተለፎን (0141 211 8610) ብቀጥታ ንኣባላትና ክትረኽብዎምን ኣገልጉሎትና ክትጥቅሙ ትኽአሉ ኢኹም። መብዛሕትኡ ግዜ ንነርሳትና ክትረኽብወን ኢኹም፡ ንዓኹም ዝጠዓመ ቖጸራ ድማ ክንሕዘልኩም ኢና። ነዚ ክሕጉዝኹም፡ ብተሌፎን ተርጎምቲ ከነዳሉ ንኸአል ኢና።

ብኽብረትኩም ክንሕብረኩም ንደሊ፡ ኣብዚ አዋን አዚ፡ ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ፡ ቆጸራ ዚሓዘ ሰብ ጥራይ አዩ ናብ ሳንድይፎርድ ክመጽአ ዝኽአል።

ካብዘን ኣብ ታሕቲ ዘለዋ ክሊኒክ ክትመርጹ ትኽአሉ ኢኹም


Sandyford Central 2-6 Sandyford Place Glasgow
G3 7NB

Sandyford Paisley
1st Floor New Sneddon Street Clinic, 8 New Sneddon Street, Glasgow
PA3 2AD

Sandyford Parkhead
መአተዊ ጎኒ አቲ ህንጻ ኣብ ኒስበት ጎደና ዘሎ አዩ
Parkhead Health Centre 101 Salamanca Street Glasgow
G31 5BA